ኤርምያስ 39:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ነቡዛራዳን እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት ግና፡ ንገለ ኻብቶም ድኻታት ህዝቢ ኣብ ምድሪ ይሁዳ ሓደጎም። በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ፡ ኪዓይይዎ* ኢሉ ኣታኽልቲ ወይንን ግራውትን ሃቦም።+
10 ነቡዛራዳን እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት ግና፡ ንገለ ኻብቶም ድኻታት ህዝቢ ኣብ ምድሪ ይሁዳ ሓደጎም። በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ፡ ኪዓይይዎ* ኢሉ ኣታኽልቲ ወይንን ግራውትን ሃቦም።+