2 ነገስት 21:19, 20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ኣሞን+ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 22 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ክልተ ዓመት ነገሰ።+ ስም ኣዲኡ መሹለመት እዩ፣ ንሳ ጓል ሓሩጽ ብዓል ዮጥባ እያ። 20 ንሱ ድማ፡ ከምቲ ኣቦኡ ምናሴ ዝገበሮ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ይገብር ነበረ።+ 2 ነገስት 24:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ዮያኪን+ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 18 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ሰለስተ ወርሒ ነገሰ።+ ስም ኣዲኡ ነሑሽታ እዩ፣ ንሳ ጓል ኤልናታን ብዓል የሩሳሌም እያ። 9 ንሱ ድማ፡ ከም ኵሉ እቲ ኣቦኡ ዝገበሮ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ይገብር ነበረ።
19 ኣሞን+ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 22 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ክልተ ዓመት ነገሰ።+ ስም ኣዲኡ መሹለመት እዩ፣ ንሳ ጓል ሓሩጽ ብዓል ዮጥባ እያ። 20 ንሱ ድማ፡ ከምቲ ኣቦኡ ምናሴ ዝገበሮ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ይገብር ነበረ።+
8 ዮያኪን+ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 18 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ሰለስተ ወርሒ ነገሰ።+ ስም ኣዲኡ ነሑሽታ እዩ፣ ንሳ ጓል ኤልናታን ብዓል የሩሳሌም እያ። 9 ንሱ ድማ፡ ከም ኵሉ እቲ ኣቦኡ ዝገበሮ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ይገብር ነበረ።