ኤርምያስ 44:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 እተን ኣንስቲ ኸኣ፡ “ንንግስቲ ሰማይ* ክንስውኣላን መስዋእቲ መስተ ኸነፍስሰላን ከለና፡ ብምስላ እተቐርጸ መስዋእቲ እንጌራ ዝገበርናላን መስዋእቲ መስተ ዘፍሰስናላንሲ ብዘይ ፍቓድ ሰብኡትና ዲና፧” በላ።
19 እተን ኣንስቲ ኸኣ፡ “ንንግስቲ ሰማይ* ክንስውኣላን መስዋእቲ መስተ ኸነፍስሰላን ከለና፡ ብምስላ እተቐርጸ መስዋእቲ እንጌራ ዝገበርናላን መስዋእቲ መስተ ዘፍሰስናላንሲ ብዘይ ፍቓድ ሰብኡትና ዲና፧” በላ።