ህዝቅኤል 30:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ነቶም ጽዩፋት ጣኦታት* ከጥፍኦም፡ ነቶም ከንቱ ኣማልኽቲ ኖፍ* ከኣ ክውድኦም እየ።+ ካብ ምድሪ ግብጺ ደጊም መስፍን* ኣይኪኸውንን እዩ፣ ኣብ ምድሪ ግብጺ ድማ ፍርሂ ኸንብር እየ።+
13 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ነቶም ጽዩፋት ጣኦታት* ከጥፍኦም፡ ነቶም ከንቱ ኣማልኽቲ ኖፍ* ከኣ ክውድኦም እየ።+ ካብ ምድሪ ግብጺ ደጊም መስፍን* ኣይኪኸውንን እዩ፣ ኣብ ምድሪ ግብጺ ድማ ፍርሂ ኸንብር እየ።+