ኢሳይያስ 66:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 የሆዋስ ብሓዊ ፍርዲ ኺፍጽም፡እወ፡ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ስጋ* ብሰይፉ ኸምኡ ኺገብር እዩ፣እቶም ቅቱላት የሆዋ ኸኣ ብዙሓት ኪዀኑ እዮም። ኤርምያስ 25:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ስለዚ፡ ነታ ጽዋእ ካብ ኢድ የሆዋ ወሲደ፡ ንዅሎም እቶም የሆዋ ናባታቶም ዝለኣኸኒ ኣህዛብ ኣስተኽዎም፣+ ኤርምያስ 25:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ንዅሎም ኣብ ቀረባን ኣብ ርሑቕን ዘለዉ ነገስታት ሰሜን በብሓደን ንዅለን ኣብ ገጽ ምድሪ ዘለዋ ኻልኦት መንግስትታት ምድርን ኣስተኽዎም፣ ንጉስ ሼሻኽ*+ ድማ ድሕሪኦም ኪሰቲ እዩ። ጸፎንያስ 3:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ‘ስለዚ፡ ንኣህዛብ ክእክቦም፡ ንመንግስትታት ክኣኻኽቦም፡ቍጥዓይን ኵሉ ዚነድድ ኵራይን ክኽዕወሎም+ ፍርደይ እዩ እሞ፡ክሳዕ እታ ኽዘምት* ዝትንስኣላ መዓልቲተጸበዩኒ’* ይብል የሆዋ፣+‘ብሓዊ ቕንኣተይሲ ብዘላ ምድሪ ኽትብላዕ እያ።+
26 ንዅሎም ኣብ ቀረባን ኣብ ርሑቕን ዘለዉ ነገስታት ሰሜን በብሓደን ንዅለን ኣብ ገጽ ምድሪ ዘለዋ ኻልኦት መንግስትታት ምድርን ኣስተኽዎም፣ ንጉስ ሼሻኽ*+ ድማ ድሕሪኦም ኪሰቲ እዩ።
8 ‘ስለዚ፡ ንኣህዛብ ክእክቦም፡ ንመንግስትታት ክኣኻኽቦም፡ቍጥዓይን ኵሉ ዚነድድ ኵራይን ክኽዕወሎም+ ፍርደይ እዩ እሞ፡ክሳዕ እታ ኽዘምት* ዝትንስኣላ መዓልቲተጸበዩኒ’* ይብል የሆዋ፣+‘ብሓዊ ቕንኣተይሲ ብዘላ ምድሪ ኽትብላዕ እያ።+