ዘፍጥረት 19:36, 37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ክልቲአን ኣዋልድ ሎጥ ከኣ ካብ ኣቦአን ጠነሳ። 37 እታ በዅሪ ድማ ወዲ ወለደት እሞ፡ ሞኣብ ኢላ ሰመየቶ።+ ንሱ ኣቦ እቶም ሎሚ ሞኣባውያን ዚብሃሉ እዩ።+ ኢሳይያስ 15:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ኣንጻር ሞኣብ እተዘርበ ኸቢድ መልእኽቲ፦+ ብሓንቲ ለይቲ ስለ ዝዓነወት፡ኣብ ሞኣብ ዘላ ዓር+ ስቕ ክትብል እያ። ብሓንቲ ለይቲ ስለ ዝዓነወት፡ኣብ ሞኣብ ዘላ ቂር+ ስቕ ክትብል እያ።
36 ክልቲአን ኣዋልድ ሎጥ ከኣ ካብ ኣቦአን ጠነሳ። 37 እታ በዅሪ ድማ ወዲ ወለደት እሞ፡ ሞኣብ ኢላ ሰመየቶ።+ ንሱ ኣቦ እቶም ሎሚ ሞኣባውያን ዚብሃሉ እዩ።+
15 ኣንጻር ሞኣብ እተዘርበ ኸቢድ መልእኽቲ፦+ ብሓንቲ ለይቲ ስለ ዝዓነወት፡ኣብ ሞኣብ ዘላ ዓር+ ስቕ ክትብል እያ። ብሓንቲ ለይቲ ስለ ዝዓነወት፡ኣብ ሞኣብ ዘላ ቂር+ ስቕ ክትብል እያ።