ዘሁልቍ 32:37, 38 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ደቂ ሮቤል ከኣ ሔስቦንን+ ኤልዓለን+ ቂርያታዪምን+ 38 ኔቦን+ በዓል-ሜዖንን፡+—ስማተን እተለወጠ፡—ሲብማን ሰርሑ፣ ነተን ዳግም ዝሰርሕወን ከተማታት ድማ ስም ለወጡለን።
37 ደቂ ሮቤል ከኣ ሔስቦንን+ ኤልዓለን+ ቂርያታዪምን+ 38 ኔቦን+ በዓል-ሜዖንን፡+—ስማተን እተለወጠ፡—ሲብማን ሰርሑ፣ ነተን ዳግም ዝሰርሕወን ከተማታት ድማ ስም ለወጡለን።