እያሱ 13:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ሙሴ ኸኣ ንነገድ ሮቤላውያን በብዓሌቶም ርስቲ ሃቦም፣ እያሱ 13:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ቂርያታዪምን ሲብማን+ እታ ኣብ ከረን እቲ ስንጭሮ* ዘላ ጸሬት-ሻሓርን ህዝቅኤል 25:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ጐድኒ* ሞኣብ፡ እተን ጽባቐ* ምድሩ ዝዀና ኣብ ወሰኑ ዘለዋ ኸተማታት፡ ማለት ቤት-የሺሞት፡ በዓል-ሜዖን፡ ክሳብ ቂርያታዪም+ ከቃልዕ እየ።