ዘሁልቍ 32:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ደቂ ሮቤል ከኣ ሔስቦንን+ ኤልዓለን+ ቂርያታዪምን+ ኢሳይያስ 16:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ከመይሲ፡ ዛላታት ሔስቦን+ ኰነ፡ተኽሊ ወይኒ ሲብማ+ ነቒጹ፣ገዛእቲ ኣህዛብ ነቲ ብሩህ ቀይሕ ጨናፍራ* ረጊጾምዎ፣ክሳብ ያዕዜር በጺሖም፣+ክሳብ በረኻ ተዘርጊሖም። ጨናፍራ ኣስፋሕፊሑ፡ ክሳብ ባሕሪ ድማ በጺሑ።
8 ከመይሲ፡ ዛላታት ሔስቦን+ ኰነ፡ተኽሊ ወይኒ ሲብማ+ ነቒጹ፣ገዛእቲ ኣህዛብ ነቲ ብሩህ ቀይሕ ጨናፍራ* ረጊጾምዎ፣ክሳብ ያዕዜር በጺሖም፣+ክሳብ በረኻ ተዘርጊሖም። ጨናፍራ ኣስፋሕፊሑ፡ ክሳብ ባሕሪ ድማ በጺሑ።