ጸፎንያስ 2:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ስለዚ፡ ከምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣምላኽ እስራኤል፡“ሞኣብ ከም ሶዶም ክትከውን እያ፣+ዓሞናውያን ድማ ከም ጎሞራ ኪዀኑ እዮም፣+ቦታ ኣምዐን ጕድጓድ ጨውን ናይ ሓዋሩ ባድምን ክትከውን እያ።+ ካብ ህዝበይ እቶም ዝተረፉ፡ ኪዘምትዎም እዮም፣ተረፍ ህዝበይ እውን ኬልቅቖም እዩ።
9 ስለዚ፡ ከምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣምላኽ እስራኤል፡“ሞኣብ ከም ሶዶም ክትከውን እያ፣+ዓሞናውያን ድማ ከም ጎሞራ ኪዀኑ እዮም፣+ቦታ ኣምዐን ጕድጓድ ጨውን ናይ ሓዋሩ ባድምን ክትከውን እያ።+ ካብ ህዝበይ እቶም ዝተረፉ፡ ኪዘምትዎም እዮም፣ተረፍ ህዝበይ እውን ኬልቅቖም እዩ።