1 ነገስት 12:28, 29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ንጉስ ድማ ምስ መኸረ፡ ክልተ ምራኽ ወርቂ ገበረ+ እሞ ነቶም ህዝቢ፡ “ናብ የሩሳሌም ምድያብ ይበዝሓኩም እዩ። ኦ እስራኤል፡ እቲ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘደየበካ ኣምላኽካ እንሆልካ” በሎም።+ 29 ነቲ ሓደ ኣብ ቤት-ኤል+ ኣንበሮ፡ ነቲ ሓደ ኸኣ ኣብ ዳን+ ገበሮ። ሆሴእ 10:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ኣቱም ቤት-ኤል፡ ብሰሪ ሕሰም እከይኩም ከምኡ ኽትግበሩ ኢኹም።+ ምስ ወግሐ፡ ንጉስ እስራኤል ብርግጽ ኪቕተል* እዩ።”+ ኣሞጽ 5:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ጊልጋል ብርግጽ ናብ ምርኮ ኽትከይድ፡+ቤት-ኤል ድማ ከንቱ* ኽትከውን እያ እሞ፡ንቤት-ኤል ኣይትድለይዋ፣+ናብ ጊልጋል ከኣ ኣይትኺዱ፡+ ናብ ብኤር-ሸባዕ እውን ኣይትሕለፉ።+
28 ንጉስ ድማ ምስ መኸረ፡ ክልተ ምራኽ ወርቂ ገበረ+ እሞ ነቶም ህዝቢ፡ “ናብ የሩሳሌም ምድያብ ይበዝሓኩም እዩ። ኦ እስራኤል፡ እቲ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘደየበካ ኣምላኽካ እንሆልካ” በሎም።+ 29 ነቲ ሓደ ኣብ ቤት-ኤል+ ኣንበሮ፡ ነቲ ሓደ ኸኣ ኣብ ዳን+ ገበሮ።
5 ጊልጋል ብርግጽ ናብ ምርኮ ኽትከይድ፡+ቤት-ኤል ድማ ከንቱ* ኽትከውን እያ እሞ፡ንቤት-ኤል ኣይትድለይዋ፣+ናብ ጊልጋል ከኣ ኣይትኺዱ፡+ ናብ ብኤር-ሸባዕ እውን ኣይትሕለፉ።+