ኢሳይያስ 34:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ቍጥዓ የሆዋስ ኣብ ኵሎም ኣህዛብ እዩ፡+ነድሩ ድማ ኣብ ኵሎም ሰራዊቶም እዩ።+ ኬጥፍኦም እዩ፣ንማሕረዲ ኸኣ ኪህቦም እዩ።+