-
ዘሁልቍ 21:23መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
23 ሲሆን ግና እስራኤል ብሃገሩ ኺሓልፍ ኣይፈቐደን። ኣብ ክንዳኡስ፡ ሲሆን ንዅሉ ህዝቡ ኣኪቡ፡ ንእስራኤል ኪጻረሮ ናብ በረኻ ወጸ፣ ናብ ያሃጽ መጺኡ ድማ፡ ምስ እስራኤል ተዋግአ።+
-
-
ኢሳይያስ 15:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
ስለዚ፡ ዕጡቓት ሞኣብ ይጭርሑ ኣለዉ።
ንሱ የንቀጥቅጥ ኣሎ።*
-