ዘሁልቍ 32:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ደቂ ሮቤል ከኣ ሔስቦንን+ ኤልዓለን+ ቂርያታዪምን+ ኤርምያስ 48:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 48 ብዛዕባ ሞኣብ፡+ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ኣምላኽ እስራኤል፡ ከምዚ ይብል፦ “ጠፊኣ እያ እሞ፡ ወይለኣ ኔቦ!+ ቂርያታዪም+ ሓፊራን ተታሒዛን ኣላ። እቲ እምባ* ሓፊሩን ፈሪሱን እዩ።+
48 ብዛዕባ ሞኣብ፡+ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ኣምላኽ እስራኤል፡ ከምዚ ይብል፦ “ጠፊኣ እያ እሞ፡ ወይለኣ ኔቦ!+ ቂርያታዪም+ ሓፊራን ተታሒዛን ኣላ። እቲ እምባ* ሓፊሩን ፈሪሱን እዩ።+