ኣሞጽ 2:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ስለዚ፡ ናብ ሞኣብ ሓዊ ኽሰድድ እየ፣ንእተዓርደ ግምብታት ቄሪዮት ከኣ ኪበልዖ እዩ፣+ሞኣብ ኣብ መንጎ ዕግርግር፡ብጭድርታ ውግእን ብደሃይ መለኸትን ኪመውት እዩ።+
2 ስለዚ፡ ናብ ሞኣብ ሓዊ ኽሰድድ እየ፣ንእተዓርደ ግምብታት ቄሪዮት ከኣ ኪበልዖ እዩ፣+ሞኣብ ኣብ መንጎ ዕግርግር፡ብጭድርታ ውግእን ብደሃይ መለኸትን ኪመውት እዩ።+