ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 16:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  6 ብዛዕባ ትምክሕቲ ሞኣብ፡—ንሱስ ኣዝዩ ዕቡይ እዩ፡+—

      ብዛዕባ ትዕቢቱን ትምክሕቱን ነድሩን ሰሚዕና፣+

      እቲ ባዶ ዘረባኡ ግና ከንቱ ኪኸውን እዩ።

  • ኢሳይያስ 25:10, 11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 ከመይሲ፡ ኢድ የሆዋ ኣብዚ ኸረን እዚ ኽትዓርፍ እያ፣+

      ከምቲ ሓሰር ምስ ኵምራ ድዅዒ ዚርገጽ፡

      ሞኣብ ድማ ኣብ ቦታኡ ኺርገጽ እዩ።+

      11 ከምቲ ሓምባሲ ኺሕምብስ ከሎ ኣእዳዉ ዚዝርግሕ፡

      ኣእዳዉ ናብኡ ኺዝርግሕ፡

      ኣእዳዉ ብኽእለት ብምንቅስቓስ ከኣ

      ንትዕቢቱ ኼውርዶ እዩ።+

  • ጸፎንያስ 2:9, 10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  9 ስለዚ፡ ከምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣምላኽ እስራኤል፡

      “ሞኣብ ከም ሶዶም ክትከውን እያ፣+

      ዓሞናውያን ድማ ከም ጎሞራ ኪዀኑ እዮም፣+

      ቦታ ኣምዐን ጕድጓድ ጨውን ናይ ሓዋሩ ባድምን ክትከውን እያ።+

      ካብ ህዝበይ እቶም ዝተረፉ፡ ኪዘምትዎም እዮም፣

      ተረፍ ህዝበይ እውን ኬልቅቖም እዩ።

      10 ንህዝቢ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ስለ ዘባጨዉሉን ስለ እተዓበዩሉን፡

      ኣብ ክንዲ ትምክሕቶም ከምኡ ኪዀኑ እዮም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ