ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 21:32
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 32 ሙሴ ድማ ናብ ያዕዜር+ ዚስልዩ ሰደደ። ንሳቶም ከኣ ዓድታታ ሓዙ፡ ኣብኡ ንዝነበሩ ኣሞራውያን ድማ ሰጐጕዎም።

  • ዘሁልቍ 32:34, 35
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 34 ደቂ ጋድ ድማ፡ ዲቦንን+ ዓጣሮትን+ ዓሮዔርን+ 35 ዓጥሮት-ሾፋንን ያዕዜርን+ ዮግበሃን+

  • እያሱ 21:8
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 8 በዚ ኸምዚ፡ እስራኤላውያን ንሌዋውያን፡ ከምቲ የሆዋ ብሙሴ ኣቢሉ ዝኣዘዞ፡ እዘን ከተማታት እዚአንን መጓሰዪታተንን ብዕጫ ሃብዎም።+

  • እያሱ 21:39
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 39 ሔስቦን+ ምስ መጓሰዪታታን ያዕዜር+ ምስ መጓሰዪታታን—ብድምር ኣርባዕተ ኸተማ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ