ኤርምያስ 25:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ካባታቶም ከኣ ንደሃይ ፍስሃን ንደሃይ ታሕጓስን፡ ንድምጺ መርዓውን ንድምጺ መርዓትን፡ ንደሃይ መጥሓንን ንብርሃን ቀንዴልን መወዳእታ ኽገብረሉ እየ።+