ኢሳይያስ 16:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ሓጐስን ባህታን ካብ ግራት ፍረታት ተወሲዱ እዩ፣ኣብ ኣታኽልቲ ወይኒ ኸኣ ደርፊ ሓጐስ ወይ እልልታ የልቦን።+ ንጭድርታ ኸም ዜቋርጽ ገይረዮ እየ እሞ፡+ረጋጺ ኣብ መጽመቝ ወይኒ ደጊም ኣይኪረግጽን እዩ።
10 ሓጐስን ባህታን ካብ ግራት ፍረታት ተወሲዱ እዩ፣ኣብ ኣታኽልቲ ወይኒ ኸኣ ደርፊ ሓጐስ ወይ እልልታ የልቦን።+ ንጭድርታ ኸም ዜቋርጽ ገይረዮ እየ እሞ፡+ረጋጺ ኣብ መጽመቝ ወይኒ ደጊም ኣይኪረግጽን እዩ።