ኤርምያስ 48:2, 3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ድሕሪ ደጊም ንሞኣብ ኣይኪውድስዋን እዮም። ‘ንዑ፡ ህዝቢ ኸይትኸውን ነጥፍኣያ’ ኢሎምኣብ ሔስቦን+ ውድቀታ ኣሊሞምላ ኣለዉ። ኣቲ ማድሜን እውን፡ሰይፊ ይስዕበኪ ኣሎ እሞ፡ ስቕ በሊ። 3 ካብ ሖሮናይም+ ደሃይ ኣውያት፡ደሃይ ጥፍኣትን ዓብዪ ውድቀትን ይስማዕ ኣሎ።
2 ድሕሪ ደጊም ንሞኣብ ኣይኪውድስዋን እዮም። ‘ንዑ፡ ህዝቢ ኸይትኸውን ነጥፍኣያ’ ኢሎምኣብ ሔስቦን+ ውድቀታ ኣሊሞምላ ኣለዉ። ኣቲ ማድሜን እውን፡ሰይፊ ይስዕበኪ ኣሎ እሞ፡ ስቕ በሊ። 3 ካብ ሖሮናይም+ ደሃይ ኣውያት፡ደሃይ ጥፍኣትን ዓብዪ ውድቀትን ይስማዕ ኣሎ።