ኤርምያስ 16:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ዓበይትን ንኣሽቱን ኣብዛ ምድሪ እዚኣ ኺሞቱ እዮም። ኣይኪቕበሩን ከኣ እዮም፣ሓደ እኳ ኣይኪሓዝነሎምን፡ሓደ እኳ ገዛእ ርእሱ ኣይኪበጥሓሎምን ወይ ርእሱ ኣይኪመልጠሎምን እዩ።*
6 ዓበይትን ንኣሽቱን ኣብዛ ምድሪ እዚኣ ኺሞቱ እዮም። ኣይኪቕበሩን ከኣ እዮም፣ሓደ እኳ ኣይኪሓዝነሎምን፡ሓደ እኳ ገዛእ ርእሱ ኣይኪበጥሓሎምን ወይ ርእሱ ኣይኪመልጠሎምን እዩ።*