ዘሌዋውያን 19:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 “‘ብዛዕባ ምዉት ሰብ፡* ስጋኹም ኣይትብጥሑ፣+ ኣብ ሰብነትኩም ከኣ ውቃጦ ኣይትግበሩ። ኣነ የሆዋ እየ።