ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 37:34
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 34 ሽዑ፡ ያእቆብ ክዳኑ ቐዲዱ፡ ኣብ ሕቘኡ ማቕ ተዓጢቑ፡ ብዛዕባ ወዱ ብዙሕ መዓልትታት ሓዘነ።

  • ኢሳይያስ 15:2, 3
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  2 ኪበክስ ናብታ ቤትን* ናብ ዲቦንን፡+

      ናብ በረኽቲ ደዪቡ።

      ሞኣብ ኣብ ልዕሊ ኔቦን+ ኣብ ልዕሊ ሜድባን+ ዋይዋይ ትብል ኣላ።

      ኵሉ ርእሲ ተላጽዩ እተመልጠ፡+ ኵሉ ጭሕሚ ድማ ቍሩጽ እዩ።+

       3 ኣብ ጐደናታት ማቕ ተዓጢቖም ኣለዉ።

      ኣብ ናሕስታቶምን ኣብ ኣደባባያቶምን ኵላቶም ዋይዋይ ይብሉ ኣለዉ፣

      እናበኸዩ ይወርዱ ኣለዉ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ