ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ድጕዓ 4:19
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 19 ሰጐጕትና ኻብ ንስሪ ሰማይ ይፈጥኑ።+

      ኣብ ኣኽራን ኣጓይዮምና፣ ኣብ በረኻ ድማ ኣድብዮምልና።

  • ኣንባቆም 1:8
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  8 ኣፍራሶም ካብ ኣናብር ይቕልጥፉ፣

      ካብ ተዃሉ ለይቲ ይሓስሙ።+

      ናይ ውግእ ኣፍራሶም ንቕድሚት ይጋልቡ፣

      ኣፍራሶም ካብ ርሑቕ ይመጹ።

      ከምቲ ኺበልዕ ዚህንደድ ንስሪ ይንቈቱ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ