-
ዘሁልቍ 21:26መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
26 ከመይሲ፡ ሔስቦን ከተማ ሲሆን ንጉስ ኣሞራውያን ነበረት፣ ንሱ ድማ ምስ ንጉስ ሞኣብ ተዋጊኡ፡ ኵሉ ምድሩ ኽሳብ ኣርኖን ወሲዱሉ ነበረ።
-
-
ዘሁልቍ 21:28መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
28 ከመይሲ፡ ካብ ሔስቦን ሓዊ፡ ካብ ከተማ ሲሆን ድማ ሃልሃልታ ወጸ።
ንዓር ናይ ሞኣብ፡ ንጐይተት በረኽቲ ኣርኖን በልዐ።
-