ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 24:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 እርእዮ ኣለኹ፡ ሕጂ ግና ኣይኰነን፣

      እጥምቶ ኣለኹ፡ ቀረባ ግና ኣይኰነን።

      ካብ ያእቆብ ኰዀብ+ ኪወጽእ፡

      ካብ እስራኤል ከኣ ዘንጊ+ ኺትንስእ እዩ።+

      ግምባር ሞኣብ፡*

      ቀረንቀራ ዅሎም ደቂ ህውከት ድማ ብርግጽ ኪሰብር እዩ።+

  • ኣሞጽ 2:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  2 ስለዚ፡ ናብ ሞኣብ ሓዊ ኽሰድድ እየ፣

      ንእተዓርደ ግምብታት ቄሪዮት ከኣ ኪበልዖ እዩ፣+

      ሞኣብ ኣብ መንጎ ዕግርግር፡

      ብጭድርታ ውግእን ብደሃይ መለኸትን ኪመውት እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ