ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 34:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  6 የሆዋስ ሰይፊ ኣላቶ፣ ብደም ክትዕለስ እያ።

      ብስብሒ ኽትሽፈን፡+

      ብደም ገንሸላትን* ድቤላታትን

      ብስብሒ ዀላሊት ደዓውልን ክትሽፈን እያ።

      የሆዋስ ኣብ ቦጽራ መስዋእቲ፡

      ኣብ ምድሪ ኤዶም እውን ዓብዪ ማሕረዲ ኣለዎ።+

  • ኢሳይያስ 63:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 63 እዚ ኻብ ኤዶም፡+

      ካብ ቦጽራ+ ድሙቕ* ዝሕብሩ ኽዳውንቲ ተኸዲኑ ዚመጽእ ዘሎ፡

      እዚ ብሉጽ ክዳን ተኸዲኑ፡

      ብዓብዪ ሓይሉ ዚስጕም ዘሎ መን እዩ፧

      “ኣነ እቲ ብጽድቂ ዝዛረብ፡

      ንምድሓን ዓብዪ ሓይሊ ዘለዎ እየ።”

  • ኤርምያስ 49:22
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 22 እንሆ፡ ከም ንስሪ ኺድይብን ኪንቈትን፡+

      ኣብ ልዕሊ ቦጽራ ኣኽናፉ ኺዝርግሕን እዩ።+

      በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ልቢ ጀጋኑ ኤዶም

      ከም ልቢ ሓንቲ ቕልውላው ዝሓዛ ሰበይቲ ኪኸውን እዩ።”

  • ኣሞጽ 1:12
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 12 ስለዚ፡ ናብ ቴማን ሓዊ ኽሰድድ እየ፣+

      ንእተዓርደ ግምብታት ቦጽራ ኸኣ ኪበልዖ እዩ።’+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ