ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 25:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ንዅሎም ዓሌታት ሰሜን እልእከሎም ኣለኹ”+ ይብል የሆዋ፡ “ንጊልያይ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን እውን እልእከሉ ኣለኹ፣+ ኣንጻር እዛ ምድሪ እዚኣን+ ኣንጻር ነበርታን ኣንጻር ኵሎም እዞም ኣብ ዙርያ ዘለዉ ኣህዛብን ከኣ ከምጽኦም እየ።+ ከጥፍኦም እየ፣ መሰክሕን መፋጸይን ናይ ሓዋሩ ዑናን ክገብሮም እየ።

  • ኤርምያስ 49:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 “ኤዶም ከኣ መሰክሒ ኽትከውን እያ።+ ብእኣ ዚሓልፍ ዘበለ ዅሉ ሰኪሑ ኺጥምታን ብሰሪ ዅሉ መዓታ ኼፋጽን እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ