ኤርምያስ 14:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 የሆዋ ድማ ከምዚ በለኒ፦ “እቶም ነብያት ብስመይ ሓሶት ይንበዩ ኣለዉ።+ ኣነ ኣይለኣኽክዎምን፡ ኣይኣዘዝክዎምን፡ ኣይተዛረብክዎምን።+ ናይ ሓሶት ራእያትን ከንቱ ጥንቈላን ተንኰል ልቦምን ደኣ ይንበዩልኩም ኣለዉ።+ ኤርምያስ 23:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ቃላት እቶም ዚንበዩልኩም ነብያት ኣይትስምዑ።+ የታልሉኹም እዮም ዘለዉ።* እቲ ዚዛረብዎ ራእይ ካብ ኣፍ የሆዋ ዘይኰነስ፡+ካብ ልቦም እዩ።+
14 የሆዋ ድማ ከምዚ በለኒ፦ “እቶም ነብያት ብስመይ ሓሶት ይንበዩ ኣለዉ።+ ኣነ ኣይለኣኽክዎምን፡ ኣይኣዘዝክዎምን፡ ኣይተዛረብክዎምን።+ ናይ ሓሶት ራእያትን ከንቱ ጥንቈላን ተንኰል ልቦምን ደኣ ይንበዩልኩም ኣለዉ።+
16 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ቃላት እቶም ዚንበዩልኩም ነብያት ኣይትስምዑ።+ የታልሉኹም እዮም ዘለዉ።* እቲ ዚዛረብዎ ራእይ ካብ ኣፍ የሆዋ ዘይኰነስ፡+ካብ ልቦም እዩ።+