ኤርምያስ 23:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 “እንሆ፡ ኣንጻር እቶም ሕልሚ ሓሶት ዚነግሩ፡ ብሓሶቶምን ብትምክሕቶምን ከኣ ንህዝበይ ዜስሕትዎ ነብያት እየ” ይብል የሆዋ።+ “ግናኸ፡ ኣነ ኣይለኣኽክዎምን ወይ ኣይኣዘዝክዎምን። ስለዚ፡ ነዚ ህዝቢ እዚ ሓንቲ እኳ ኣይኪጠቕምዎን እዮም”+ ይብል የሆዋ።
32 “እንሆ፡ ኣንጻር እቶም ሕልሚ ሓሶት ዚነግሩ፡ ብሓሶቶምን ብትምክሕቶምን ከኣ ንህዝበይ ዜስሕትዎ ነብያት እየ” ይብል የሆዋ።+ “ግናኸ፡ ኣነ ኣይለኣኽክዎምን ወይ ኣይኣዘዝክዎምን። ስለዚ፡ ነዚ ህዝቢ እዚ ሓንቲ እኳ ኣይኪጠቕምዎን እዮም”+ ይብል የሆዋ።