ህዝቅኤል 6:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ቅቱላቶም ኣብ መንጎ እቶም ጽዩፋት ጣኦታቶምን ኣብ ዙርያ መሰውኢታቶምን ኣብ ኵሉ በሪኽ ኵርባን ኣብ ኵሉ ርእሲ ኣኽራንን ኣብ ትሕቲ ዅሉ ልሙዕ ኦምን ኣብ ትሕቲ እቲ ንጽዩፋት ጣኦታቶም ባህ ኬብሉ ኢሎም ምዑዝ መስዋእቲ* ዜቕርቡሉ ጨናፍር ዓበይቲ ኣእዋምን+ ምስ ተዘርግሑ፡+ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ክትፈልጡ ኢኹም።+ ህዝቅኤል 11:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ብሰይፊ ኽትወድቁ ኢኹም።+ ኣብ ዶብ እስራኤል ክፈርደኩም እየ፣+ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ከኣ ክትፈልጡ ኢኹም።+
13 ቅቱላቶም ኣብ መንጎ እቶም ጽዩፋት ጣኦታቶምን ኣብ ዙርያ መሰውኢታቶምን ኣብ ኵሉ በሪኽ ኵርባን ኣብ ኵሉ ርእሲ ኣኽራንን ኣብ ትሕቲ ዅሉ ልሙዕ ኦምን ኣብ ትሕቲ እቲ ንጽዩፋት ጣኦታቶም ባህ ኬብሉ ኢሎም ምዑዝ መስዋእቲ* ዜቕርቡሉ ጨናፍር ዓበይቲ ኣእዋምን+ ምስ ተዘርግሑ፡+ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ክትፈልጡ ኢኹም።+