ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 6:13, 14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 13 “ካብ ንእሽቶ ኽሳዕ ዓብዪ፡ ነፍሲ ወከፍ ዘይግቡእ ረብሓ ይረክብ፣+

      ካብ ነብዪ ኽሳዕ ካህን፡ ነፍሲ ወከፍ ይዕምጽ።+

      14 ሰላም ዘየልቦስ፡

      ‘ሰላም ኣሎ! ሰላም ኣሎ!’ እናበሉ+

      ንመስበርቲ ህዝበይ ብቐሊሉ* ኼሕውዩ ይፍትኑ።

  • ኤርምያስ 28:1-4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 28 በታ ዓመት እቲኣ፡ ኣብ መጀመርታ ንግስና ጼዴቅያስ+ ንጉስ ይሁዳ፡ ኣብታ ራብዐይቲ ዓመት፡ ኣብ ሓምሸይቲ ወርሒ፡ ነብዪ ሓናንያ ወዲ ዓዙር ብዓል ጊብዖን+ ኣብ ቤት የሆዋ፡ ኣብ ቅድሚ ኻህናትን ኵሉ ህዝብን ከምዚ በለኒ፦ 2 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ኣምላኽ እስራኤል፡ ከምዚ ይብል፦ ‘ንኣርዑት ንጉስ ባቢሎን ክሰብሮ እየ።+ 3 ኣብ ውሽጢ ኽልተ ዓመት፡* ኵሉ እቲ ነቡካድነጻር ንጉስ ባቢሎን ካብዚ ቦታ እዚ ወሲዱ ናብ ባቢሎን ዘምጽኦ ኣቕሑ ቤት የሆዋ ናብዛ ቦታ እዚኣ ኽመልሶ እየ።’”+ 4 “‘ንኣርዑት ንጉስ ባቢሎን ክሰብሮ እየ እሞ፡ ንየኮንያ+ ወዲ ዮያቂም+ ንጉስ ይሁዳን ንዅሎም እቶም ናብ ባቢሎን ዝኸዱ ምሩኻት ይሁዳን+ ከኣ ክመልሶም እየ’ ይብል የሆዋ።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ