-
ኤርምያስ 27:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 “‘“‘እምበኣር፡ ነቶም፡ “ንንጉስ ባቢሎን ኣይክትግዝእዎን ኢኹም” ዚብሉኹም ነብያትኩምን ጠንቈልትኹምን ሓለምትኹምን ገበርቲ ስሒርኩምን ኣስማተኛታትኩምን ኣይትስምዕዎም።
-
-
ሚክያስ 3:6መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
ጸሓይ ኣብ ነብያት ክትዓርብ፡
መዓልቲ ኸኣ ክትጽልምቶም እያ።+
-