መዝሙር 23:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ንስኻ ኣብ ቅድሚ ጸላእተይ መኣዲ ተዳልወለይ።+ ንርእሰይ ብዘይቲ ተረስርሶ፣*+ጽዋአይ ኣጸቢቓ ዝመልአት እያ።+