ኤርምያስ 7:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ‘ቤተ መቕደስ የሆዋ፡ ቤተ መቕደስ የሆዋ፡ ቤተ መቕደስ የሆዋ እዚኣ እያ!’* ኢልኩም ብመታለሊ ቓላት ኣይትተኣመኑ።+ ሚክያስ 3:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 መራሕታ* ብጉቦ ይፈርዱ፣+ካህናታ ብዋጋ ይምህሩ፡+ነብያታ ኸኣ ብገንዘብ* ይጥንቍሉ።+ ግናኸ፡ “የሆዋስ ምሳና ደይኰነን፧+ መዓት ኣይኪወርደናን እዩ”+እናበሉ ናብ የሆዋ ይጽግዑ።*
11 መራሕታ* ብጉቦ ይፈርዱ፣+ካህናታ ብዋጋ ይምህሩ፡+ነብያታ ኸኣ ብገንዘብ* ይጥንቍሉ።+ ግናኸ፡ “የሆዋስ ምሳና ደይኰነን፧+ መዓት ኣይኪወርደናን እዩ”+እናበሉ ናብ የሆዋ ይጽግዑ።*