ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ህዝቅኤል 8:10, 11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 ኣትየ ድማ ጠመትኩ፣ ኵሉ ዓይነት ምስልታት ለመምትን ፍንፉናት እንስሳታትን+ ኵሎም ጽዩፋት ጣኦታት* ቤት እስራኤልን ከኣ ረኣኹ፣+ ኣብ ዙርያ እቲ መንደቕ ድማ ተቐሪጾም ነበሩ። 11 ኣብ ቅድሚኦም ከኣ 70 ኻብ ዓበይቲ ቤት እስራኤል ቈይሞም ነበሩ፣ ያዛንያ ወዲ ሻፋን+ ድማ ኣብ መንጎኦም ቈይሙ ነበረ። ነፍሲ ወከፍ ከኣ ኣብ ኢዱ ጽንሃህ ሒዙ ነበረ፣ እቲ ጥዑም ዝጨናኡ ደበና ዕጣን እውን ይዓርግ ነበረ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ