2 ነገስት 22:16, 17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 “የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ከም ኵሉ እቲ ንጉስ ይሁዳ ዘንበቦ ቓላት እታ መጽሓፍ፡ ኣብ ልዕሊ እዛ ቦታ እዚኣን ኣብ ልዕሊ ነበርታን መዓት ከምጽእ እየ።+ 17 ብዅሉ ግብሪ ኣእዳዎም ምእንቲ ኬዀርዩኒ፡+ ንዓይ ሓዲጎም ንኻልኦት ኣማልኽቲ ይዓጥኑ ስለ ዘለዉ፡+ ነድረይ ኣብ ልዕሊ እዛ ቦታ እዚኣ ኺነድድ እዩ፡ ኣይኪጠፍእን እውን እዩ።’”+
16 “የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ከም ኵሉ እቲ ንጉስ ይሁዳ ዘንበቦ ቓላት እታ መጽሓፍ፡ ኣብ ልዕሊ እዛ ቦታ እዚኣን ኣብ ልዕሊ ነበርታን መዓት ከምጽእ እየ።+ 17 ብዅሉ ግብሪ ኣእዳዎም ምእንቲ ኬዀርዩኒ፡+ ንዓይ ሓዲጎም ንኻልኦት ኣማልኽቲ ይዓጥኑ ስለ ዘለዉ፡+ ነድረይ ኣብ ልዕሊ እዛ ቦታ እዚኣ ኺነድድ እዩ፡ ኣይኪጠፍእን እውን እዩ።’”+