-
ዘሌዋውያን 20:2መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
2 “ንእስራኤላውያን ከምዚ በሎም፦ ‘ካብ እስራኤላውያን ወይ ኣብ እስራኤል ካብ ዚቕመጡ ጓኖት፡ ዘርኡ ንሞሌኽ ዚህብ ዘበለ፡ ብርግጽ ይቀተል።+ ህዝቢ እታ ምድሪ ብዳርባ እምኒ ይቕተልዎ።
-
-
2 ነገስት 16:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
16 ኣብ መበል 17 ዓመት ጴቃሕ ወዲ ረማልያ፡ ኣሓዝ+ ወዲ ዮታም ንጉስ ይሁዳ ነገሰ።
-
-
ህዝቅኤል 20:26መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
26 ኣነ የሆዋ ምዃነይ ምእንቲ ኺፈልጡስ፡ ምእንቲ ኸብርሶም ኢለ፡ ንዅሉ በዅሪ ውሉዶም ብሓዊ ብምሕላፍ፡+ ብመስዋእቶም ኪረኽሱ ሓደግክዎም።”’
-