ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 30:2, 3
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  2 ኣብ ትሕቲ ዕቝባ* ፈርኦን ኬጽልሉ፡

      ኣብ ትሕቲ ጽላል ግብጺ ድማ ኪጽግዑ ኢሎም፡

      ከየማኸሩኒ*+ ናብ ግብጺ ይወርዱ!+

       3 ዕቝባ ፈርኦን ግና መሕፈሪኹም፡

      ጸግዒ ጽላል ግብጺ ኸኣ መዋረዲኹም ኪኸውን እዩ።+

  • ኤርምያስ 2:36
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 36 ነቲ ዘይጽኑዕ መገድኺ ስለምንታይ ኣቕሊልኪ እትርእይዮ፧

      ከምቲ ብኣሶር ዝሓፈርኪ፡+

      ብግብጺ እውን ክትሓፍሪ ኢኺ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ