ዘዳግም 28:48 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 48 የሆዋ ንጸላእትኻ ኣንጻርካ ኺሰድዶም፡ ንስኻ ድማ ጠሚኻን+ ጸሚእካን ዓሪቕካን ስኢንካን ከለኻ ኽትግዝኦም ኢኻ።+ ክሳዕ ዜጥፍኣካ ኸኣ፡ ኣብ ክሳድካ ኣርዑት ሓጺን ኬንብር እዩ።
48 የሆዋ ንጸላእትኻ ኣንጻርካ ኺሰድዶም፡ ንስኻ ድማ ጠሚኻን+ ጸሚእካን ዓሪቕካን ስኢንካን ከለኻ ኽትግዝኦም ኢኻ።+ ክሳዕ ዜጥፍኣካ ኸኣ፡ ኣብ ክሳድካ ኣርዑት ሓጺን ኬንብር እዩ።