ኤርምያስ 2:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ንኣማልኽቱስ ኣማልኽቲ ብዘይኰኑ ዝለወጠ ህዝቢዶ ኣሎ፧ ህዝበይ ግና ንኽብረይ ብዘይጠቅም ለዊጥዎ።+ 12 ኣቱም ሰማያት ተገሪምኩም ጠምቱ፣ብኣዝዩ ዓብዪ ራዕዲ ኣንቀጥቅጡ’ ይብል የሆዋ፡
11 ንኣማልኽቱስ ኣማልኽቲ ብዘይኰኑ ዝለወጠ ህዝቢዶ ኣሎ፧ ህዝበይ ግና ንኽብረይ ብዘይጠቅም ለዊጥዎ።+ 12 ኣቱም ሰማያት ተገሪምኩም ጠምቱ፣ብኣዝዩ ዓብዪ ራዕዲ ኣንቀጥቅጡ’ ይብል የሆዋ፡