ዘፍጥረት 38:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ሰበይቲ ወዱ ምዃና ኣይፈለጠን እሞ፡+ ናብኣ ናብቲ ጥቓ መገዲ ኣላጊሱ፡ “ናባኺ ኽኣቱ በጃኺ ፍቐድለይ” በላ። ንሳ ድማ፡ “ናባይ ክትኣቱስ እንታይ እሞ ኽትህበኒ ኢኻ፧” በለቶ።
16 ሰበይቲ ወዱ ምዃና ኣይፈለጠን እሞ፡+ ናብኣ ናብቲ ጥቓ መገዲ ኣላጊሱ፡ “ናባኺ ኽኣቱ በጃኺ ፍቐድለይ” በላ። ንሳ ድማ፡ “ናባይ ክትኣቱስ እንታይ እሞ ኽትህበኒ ኢኻ፧” በለቶ።