ኢሳይያስ 57:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ዘይቲ ሒዝኪ፡ብዙሕ ሽቱ ሒዝኪ ናብ ሜሌክ* ወሪድኪ። ልኡኻትኪ ናብ ርሑቕ ልኢኽኪ፣ስለዚ፡ ናብ መቓብር* ወሪድኪ።