ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 1:21
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 21 እታ እምንቲ ኸተማስ+ ከመይ ኰን ኣመንዝራ ዀነት!+

      ፍትሒ ዝመልኣ ነበረት፣+

      ጽድቂ ድማ ኣብኣ ትሓድር ነበረት፣+

      ሕጂ ግና፡ ቀተልቲ ነፍሲ።+

  • ኤርምያስ 3:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 ብዘመን ንጉስ ዮስያስ፡+ የሆዋ ኸምዚ በለኒ፦ “‘እዛ ዘይእምንቲ እስራኤል ዝገበረቶዶ ርኢኻ፧ ክትምንዝርሲ ናብ ኵሉ ነዋሕቲ ኣኽራንን ናብ ትሕቲ ዅሉ ልሙዕ ኦምን ደዪባ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ