ኤርምያስ 13:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ብልብኺ ድማ፡ ‘ስለምንታይ እዩ እዚ ወሪዱኒ፧’ እንተ ኢልኪ፡+ብሰሪ ዓብዪ ስሕተትኪ እዩ ወሰን ክዳንኪ እተቐንጠጠ፡+ሸዀናኺ እውን እተሃስየ። ድጕዓ 1:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 የሩሳሌም ዓብዪ ሓጢኣት ገይራ እያ።+ ስለዚ እያ ፍንፍንቲ ዝዀነት። ኵሎም እቶም ዜኽብርዋ ዝነበሩ፡ ዕርቃና ርእዮም እዮም እሞ፡ ንዒቖምዋ።+ ንሳ እውን ትግዕርን+ ብሕፍረት ዝባና ትመልስን ኣላ።
8 የሩሳሌም ዓብዪ ሓጢኣት ገይራ እያ።+ ስለዚ እያ ፍንፍንቲ ዝዀነት። ኵሎም እቶም ዜኽብርዋ ዝነበሩ፡ ዕርቃና ርእዮም እዮም እሞ፡ ንዒቖምዋ።+ ንሳ እውን ትግዕርን+ ብሕፍረት ዝባና ትመልስን ኣላ።