-
ኢሳይያስ 27:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ስለዚ፡ ስሕተት ያእቆብ በዚ ኸምዚ ብዕርቂ ኪኽደን፡+
ሓጢኣቱ ምስ ኣልገሰ፡ እዚ ምሉእ ፍሪኡ ኪኸውን እዩ፦
-
-
ህዝቅኤል 16:24መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
24 ‘ንርእስኺ ዅምራ ሰሪሕኪ፡ ኣብ ኵሉ ኣደባባይ ከኣ ንርእስኺ በሪኽ ጌርኪ።
-