ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ህዝቅኤል 23:46, 47
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 46 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋስ ከምዚ ይብል፦ ‘ንመሰክሕን ንዘመተን ኪገብርወንሲ፡ ኣንጻረን ሰራዊት ኪመጹ እዮም።+ 47 እቶም ሰራዊት ኣእማን ኪድርብዩለን፡+ ብኣስያፎም ድማ ኪቘራርጽወን እዮም። ንኣወዳተንን ንኣዋልደንን ኪቐትልዎም፡+ ኣባይተን እውን ብሓዊ ኼንድዱ እዮም።+

  • ኣንባቆም 1:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  6 ኣብዝስ ንከለዳውያን፡

      ንጨካናትን ንርቡጻትን ህዝቢ አተንስኦም ኣለኹ።+

      ዘይናቶም ኣባይቲ ኺምንዝዑ፡

      ኣብ ሰፊሕ ክፋል ምድሪ የስፋሕፍሑ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ