2 ዜና መዋእል 36:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ስለዚ፡ ንንጉስ ከለዳውያን ኣንጻሮም ኣደየቦ፣+ ንሱ ኸኣ፡ ኣጕባዞም ኣብ ቤተ መቕደሶም+ ብሰይፊ ቐተለ፣+ ንጐበዝ ኰነ ንድንግል፡ ንዓብዪ ዀነ ንኣረጊት ኣይራሕርሐን።+ ኣምላኽ ንዅሉ ኣብ ኢዱ ኣሕሊፉ ሃቦ።+ ኤርምያስ 25:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንዅሎም ዓሌታት ሰሜን እልእከሎም ኣለኹ”+ ይብል የሆዋ፡ “ንጊልያይ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን እውን እልእከሉ ኣለኹ፣+ ኣንጻር እዛ ምድሪ እዚኣን+ ኣንጻር ነበርታን ኣንጻር ኵሎም እዞም ኣብ ዙርያ ዘለዉ ኣህዛብን ከኣ ከምጽኦም እየ።+ ከጥፍኦም እየ፣ መሰክሕን መፋጸይን ናይ ሓዋሩ ዑናን ክገብሮም እየ።
17 ስለዚ፡ ንንጉስ ከለዳውያን ኣንጻሮም ኣደየቦ፣+ ንሱ ኸኣ፡ ኣጕባዞም ኣብ ቤተ መቕደሶም+ ብሰይፊ ቐተለ፣+ ንጐበዝ ኰነ ንድንግል፡ ንዓብዪ ዀነ ንኣረጊት ኣይራሕርሐን።+ ኣምላኽ ንዅሉ ኣብ ኢዱ ኣሕሊፉ ሃቦ።+
9 ንዅሎም ዓሌታት ሰሜን እልእከሎም ኣለኹ”+ ይብል የሆዋ፡ “ንጊልያይ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን እውን እልእከሉ ኣለኹ፣+ ኣንጻር እዛ ምድሪ እዚኣን+ ኣንጻር ነበርታን ኣንጻር ኵሎም እዞም ኣብ ዙርያ ዘለዉ ኣህዛብን ከኣ ከምጽኦም እየ።+ ከጥፍኦም እየ፣ መሰክሕን መፋጸይን ናይ ሓዋሩ ዑናን ክገብሮም እየ።