ህዝቅኤል 23:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ነቲ ኣብ ምድሪ ግብጺ ዝጀመረ+ ጽያፍክን ምንዝርናኽን መወዳእታ ኽገብረሉ እየ።+ ናባታቶም ምጥማት ክትሓድግዮ፡ ንግብጺ እውን ደጊም ኣይክትዝክርያን ኢኺ።’