ህዝቅኤል 5:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ሽዑ፡ ቍጥዓይ ኪውዳእ፡ ኣብ ልዕሊኦም ዘሎኒ ነድሪ እውን ኪዝሕል፡ ሃናይ እውን ከውጽእ እየ።+ ነድረይ ኣባታቶም ፈንየ ምስ ወዳእኩ፡ ኣነ የሆዋ ንበይነይ ተወፋይነት ብምድላየይ+ ከም እተዛረብኩ ኺፈልጡ እዮም።
13 ሽዑ፡ ቍጥዓይ ኪውዳእ፡ ኣብ ልዕሊኦም ዘሎኒ ነድሪ እውን ኪዝሕል፡ ሃናይ እውን ከውጽእ እየ።+ ነድረይ ኣባታቶም ፈንየ ምስ ወዳእኩ፡ ኣነ የሆዋ ንበይነይ ተወፋይነት ብምድላየይ+ ከም እተዛረብኩ ኺፈልጡ እዮም።